ምምሕዳር ትራምፕ ብመስረት'ቲ ቀዳምነት ንኣመሪካ ዝብል ፖሊሲኡ ዳርጋ ንኩሎም ንወጻኢ ሃገራት ዝወሃቡ ናይ ልምዓት ሓገዛት ን'ሰለሰተ ኣዋርሕ ደው ክብል ኣዚዙ። እዚ ስጉምቲ ኣብ ዙርያ ዓለም ንህይወት ...
ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ኣመሪካ ብምውላድ ዝርከብ መሰል ዜግነት ንከብቅዕ ዝፈረምዎ ፈፃሚ ትእዛዝ ሕጋውን ፖለቲካውን ክትዕ ኣልዒሉ'ሎ። መበል 14 ዝተመሓየሸ ሕገ መንግስቲ ኣብ ኣመሪካ ...
ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ደቡብ ሱዳን ሎሚ ረቡዕ ብዘጋጠመ ሓደጋ ነፋሪት፡ ብውሑዱ 20 ሰባት ክሞቱ እንከለዉ፡ ሓደ ጥራይ ምድሓኑ ንሚኒስትሪ ዜና እቲ ከባቢ ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ኣመልኪቱ። እታ ...
(ማለት ንሸሞንተ ኣዋርሕ) ስሩዕ ደሞዞም ክኽፈሎም ምዃኑ ኣብቲ ብሰሉስ ናብ ክልተ ሚልዮን ሰራሕተኛታት መንግስቲ ዝተላእከ መልእኽቲ ኢመይል ተሓቢሩ። እቲ ዘዋሪ መልኽእቲ ከም ዘመልክቶ፡ በቲ ተመዲቡ ...
ንኣባላት በረራ ሓዊስካ 176 ሰባት ሒዛ ዝነበረት፡ ንብረት ኣየር-ቡሳን ዝዀነት ነፋሪት፡ ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ደቡብ ኮርያ ቅድሚ ምንቃላ ተባሪዓ። እታ ነፋሪት ብቕድሚኣ ወገን ሓዊ ነኺሳ ክትቃጸል ...
ኣብ ሰሜናዊ ወገን ህንዲ ኣብ ዝብዓል፡ ንግደት ኣመንቲ ሂንዱ ኣብ ዝዀነ ማሃ-ኩማህ ብዝተፈጥረ ጽቕጥቅጥ ብውሑዱ 40 ሰባት ምማቶም ሮይተርስ ሓቢሩ። እቲ ሓደጋ፡ ነጋድያን ናብቲ ቅዱስ ዝብሃል ፈለግ ...
ሓይልታት ጸጥታ ርእሰ-ምምሕዳር ፑንትላንድ ኣንጻር ዕጡቓት ዳዕሽ ከቢድ ኵናት ድሕሪ ምክያድ ንኣገዳሲ መሕብኢ ጎቦታት`ቶም ግብረ-ሽበራዊያን ከም ዝተቖጻጸሩ ይሕብሩ`ለዉ። እንተኾነ እቲ ቀንዲ ደጀኖም ...
ብጎረቤት ሃገር ሩዋንዳ ከም ዝድገፉ ዝግለጽ ደባይ ተዋጋእቲ ኤም-23 ንርእሰ-ከተማ ሰሜን ኪቩ ዝዀነት ጎማ ድሕሪ ምቍጽጻሮም፡ ንዓቢ ሰብኣዊ ቅልውላውን ተኽእሎታት ዞባዊ ጎንጺን ይመርሕ ኣሎ። ገስጋስ ...
እቲ ንኣሽሓት ዜጋታት ብጃምላ ዝሓፈሰ መስርሕ ምእሳር ኣብ ክልል ኣምሓራ ሎሚ ሰኑይ ራብዓይ ወርሑ መሊኡ ዝበለ ዓለምለኸ ትካል ተሓላቒ መሰላት ኣምንስቲ ኢንተርናሽናል፡ እቲ ስጉምቲ ብህጹጽ ደው ...
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ዝወሃብ ናይ ምልክት ቋንቋ፡ ካብ ቀረባ እዋን ሓደስቲ ተመሃሮ ብምስኣኑ፣ ኣብ ስልጠና ዕንቅፋት ምፍጣሩ እቲ ትካል ኣፍሊጡ። ድምፂ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ሰብ ሞያ ብወገኖም፡ ...
ንዶባት ኣመሪካ ክከታተል ብፕረዚደንት ትራምፕ ዝተመዘዘ ቶም ሆማን ሕጋዊ ወረቐት ዘይብሎምን ስግኣት ጸጥታን ዝኾኑን ሰባት ካብ ሃገር ምጥራዝ ቀዳምነት`ቲ ምምሕዳር ምዃኑ ተዛሪቡ። ብሓፈሽኡ ግን ...
እስራኤል ድሕሪ ኵናት ምስ ሓማስ ዓጽያቶ ዝነበረት ሰሜናዊ ቓዛ ንፈለማ ግዜ ምስ ከፈተቶ ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቁፀሩ ፍልስጤማውያን ናብቲ መብዛሕትኡ ዝዓነወ ሰሜናዊ ወሽመጥ ቓዛ ክውሕዙ ተራእዮም’ለዉ ...